Support

Lorem ipsum dolor sit amet:

24h / 365days

We offer support for our customers

Mon - Fri 8:00am - 5:00pm (GMT +1)

Get in touch

Cybersteel Inc.
376-293 City Road, Suite 600
San Francisco, CA 94102

Have any questions?
+44 1234 567 890

Drop us a line
info@yourdomain.com

About us

Lorem ipsum dolor sit amet, consectetuer adipiscing elit.

Aenean commodo ligula eget dolor. Aenean massa. Cum sociis natoque penatibus et magnis dis parturient montes, nascetur ridiculus mus. Donec quam felis, ultricies nec.

Haben Sie Fragen? 061 206 92 22

ትግርኛን አምሓርኛን (Tigrinya)

እንቋዕ ብደሐን መጻእካ

ምኽሪ

  • ብ 13 ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ንሕቶታት ስራሕ፡ መምበሪ ወረቐት፡ ዘግነት፡ እንሽራንስ፡ ትምህርቲ ቋንቋ ጀርመን ፡ ግብሪ፡ ቑጠባ፡ ስድራቤት፡ አተዓባብያ ፡ጥዕና፡ ክራይ ኣባይትን ወዘተ ዝዋሃብ ምኽሪ።
  • ምምላእ ወረቐታውቲ ግብሪ፡፡ምጽሓፍ መሕተት ስራሕ (Bewerbungen) ፡ጥርዓን፡ ምምላእ ፎርሙላታት፡ ምጽሓፍ መልቀቒ ደብዳቤታት ወዘተ፡፡
  • ንምፍታሕ ግጭታት አጎልጉለት መንጎኝነተን ሽምግልናን ምሃብ፡፡

ምርካብ ሓበረታታት

  • ንትካላት ከም ማሕበር ስደተኛታት፡ ማሕበራት ሃይማኖት፡ ደቂ ዓዲ፡ ሰብ መዚ ፡ ማሕበር ግብረሰናያት ፡ ሞያውያን፡ መራኸቢ ብዛን፡
    ወሃብቲ ስራሕ ንጉዳይት ስደተን ምውህሃድን (Migration und Integration) ዝዋሃብ ኣጎልግሎት ሓበረታታት።
  • ናይ ሓበረታ አገጣሚታትን ተወሳኺ ሰልጠናታት ምድላው፡፡
  • ምኽሪ ኣብ መዳይ ፕሮጀክትታ ናይ ምውህሃድ (Integrationsprojekten) ፡፡

ምትርጋም

ወግዓውን ብኹሎም ሰብ መዚ ቕቡልን ዝኾነ ኣጎልግሎት ጽሑፋዊ ትርጎማ ሰነዳት፡ ደብዳቤታት፡ ምስክርወረቐታት፡ ሓባሪ መጽሓፍትታት ንውልቃው ያን፡ ትካላት፡ ሰበ ስልጣንን ማሕበራትን ንህብ፡፡

ንአጎልጉለት ምኽሪ ኣቐዲምካ ቆጸራ ምሓዝ የድሊ፡፡ አፋዊ ምኽርታት
ብነጻ‘ዩ፡፡ ንኻሎት ዋጋ ውህበት አጎልግሎታት ኣብ ትሕቲ www.ggg-migration.ch/tarife.html. ክትረኽብዎ ትኽእሉ።

Copyright © 2017 GGG Migration